ኪዳነ~ምሕረት17. Juni 20232 Min.^ምኽሪ ኣቦታት ^“ ምኽሪ ኣቦታት “ በስመአብ ወወልድ ወወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ! ደቀይ! ሓኻይም እንተ ኾይንኩም ወይ መሃንድሳት ወይ መርከበኛታት/ባሕረኛታት ወይ’ውን ፍላስፋታት ወይ ውን ናይ ምእላም ክእለት ዘለኩም ብሓፈሻ...
ኪዳነ~ምሕረት12. Juni 20232 Min.ሥራሕኻ ሥራሕ፥ ንኻልኦት ርዳእ""ሥራሕኻ ሥራሕ፥ ንኻልኦት ርዳእ" በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ። ንካልኦት ሰባት ካብ ዘየድኅን ክርስትያን ንላዕሊ ዝኸፍአ ምንም የለን። ኣንታ ሰብ! ድኻ ኢየ እትብለኒ ንምንታይ ኢዩ፧ ክልተ ዲናር...
ኪዳነ~ምሕረት11. Juni 20231 Min.መጀመርታ ካብዚ ኣፍ ሞት ኣድኅኑኒ”መጀመርታ ካብዚ ኣፍ ሞት ኣድኅኑኒ” በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ። ሓደ ጊዜ ሓደ መንእሰይ ኪሕምብስ ኢሉ ዝኣተዎ ቀላ፡ ከጥሕሎ ስለ ዝጀመረ፡ ብብርቱዕ ጻዕሪ ንኸይጥሕል እንዳ ተቓለሰ እንከሎ፡”ሓደ...
ኪዳነ~ምሕረት1. Juni 20232 Min."ተስፋ""ተስፋ". . . . . ! በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! "ንሕና እንርእዮ ኣይኰነን፤ እግዚአብሔር ንዓና ዝርእየልና እምበር። ንሕና እንሠርሖ/እንገብሮ ኣይኰነን፤ እግዚአብሔር ንዓና ዝገብረልና...