ኪዳነ~ምሕረትvor 5 Tagen4 Min.“ፍትሕዎ ወአምጽእዎ ሊተ/ ፈቲሕኩም ኣምጽኡለይ” (ማር. 11፥2)እንቋዕ ናብ በዓለ ሆሣዕና ብሰላም ኣብጽሓና “ፍትሕዎ ወአምጽእዎ ሊተ/ ፈቲሕኩም ኣምጽኡለይ” (ማር. 11፥2) ነዚ ኃይለ ቃል እዚ ዝተናገረ ባዕሉ ጐይታናን አምላክናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ። ነዚ ዝበለሉ...
ኪዳነ~ምሕረት14. Apr.0 Min.ነቲ ናብ ህይወት ዘለኣለም ዜብጽሕ ምሕረት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ እናተጸቤኹምሲ፡ ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሐልውዋ። {ይሁዳ 1፥21}
ኪዳነ~ምሕረት14. Apr.2 Min.ኣብ ብዙሕ ምሻም እንታይ ማለት እዩ፧ኣብ ብዙሕ ምሻም እንታይ ማለት እዩ፧ በዚ መልክዕ ዝተኣዘዝናዮ እና ተግበርና፡ ዝተዋሃብናዮ መክሊት ክነብዝሕ፡ ስለ ሃይማኖትና እንፈልጦ ዘበለ፡ ዝተመሃርናዮን ዝበጻሕናዮን ኩሉ ሰባት ምእንቲ ክፈልጥዎን ክበጽሕዎን...
ኪዳነ~ምሕረት13. Apr.4 Min.“ማቕ ተኸዲነን ኣብ ሓሙኽሽቲ ደቂሰን እናጾምኩ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ኣምላከይ እልምንን እምህለልን ነበርኩ” (ዳን9፡3)በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሕዱ አምላክ ኣሜን! “ማቕ ተኸዲነን ኣብ ሓሙኽሽቲ ደቂሰን እናጾምኩ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ኣምላከይ እልምንን እምህለልን ነበርኩ” (ዳን9፡3) ነቢይ ዳንኤል እቲ ዘመን ከም ዝቐረበ...