ኪዳነ~ምሕረት27. Apr. 20232 Min.ትሕትና++ትሕትና እንታይ እያ?++ “ሕማቕ ንዝገበረካ ይቕረ ምባል፡ ኣብ ኩሉ ድማ ዘይምዝራብ” ሓደ አበው ካህን ከምዚ በሉ፡ “ናብ ምሕረት እትእቱ ማዕጾ ትሕትና እያ። ብዙሓት ኣቦታትና’ውን በዛ ማዕጾ ንመንግሥቲ ሰማያት...
ኪዳነ~ምሕረት26. Apr. 20231 Min.ድሕሪ ትንሳኤ ዘሎ ሰሙንካብ ሰሙነ ሕማማት ክሳዕ ዕርገት ድሕሪ ትንሳኤ ዘሎ ሰሙን በሰመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ካብቲ ዝሓለፈ ናይ ጾም ግዜ ብሰላም ብጥዕና ናብዚ ቅዱስ ዕለት...